ንምንጭታት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማሊያ ብምውካስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ ንከተማ መቓዲሾ ሶማሊያ ክበጽሕ መደብ ሒዙ ኣሎ። ...
ንምንጭታት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማሊያ ብምውካስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ከም ዘስፈሮ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ ንመቓዲሾ ሶማሊያ ክበጽሕ መደብ ሒዙ ኣሎ። ...
እቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኮረዲዮ ልምዓት፡ ንጉዱኣት ኣካል ንስእነት ስራሕ የሳጥሖም ኣሎ ክብል፡ ማሕበር ጉድኣት ኣካል እታ ከተማ ከሲሱ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብወገኑ፡ እቲ ...
ኣባላት ኤጀንሲ ምርምር ፈረንሳ ዝኾኑ ክልተ ውልቀሰባት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቆንስል ሩስያ ኣብ ከተማ ማርሰል ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ምእማኖም ዓቃብ ሕጊ’ታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም ውልቀሰባት ኣብ ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንክልተ መዓልታት ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ሚንስተራት ፋይናንስ ሃገራት ጉጅለ-20፡ ገለ ካብ ቀንዲ ሃገራት ከምዘይተሳተፋ ሮይተርስ ሓቢሩ። ካልኦት ድማ ምስ ኣካታዒ ዛዕባ ክሊማ፡ ልቓሕን ...
ብርፓብሊካውያን ዝዕበለል ተወካሎ ህዝቢ ኣመሪካ፡ ነቲ ንመንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ነዊሕ ሸንኮለል ሸሚሙ ዝጸንሐ ኣከራኻሪ ጉዳይ ባጀት ትማሊ ሰሉስ ምሸት ኣጽዲቑ። ኣብቲ ኵላቶም ኣባላት ደሞክራሲያውያን ...
ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሰራዊት ሩስያ፡ ብዘይምቍራጽ ንኸተማ ካሪቭ ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ደብዲቦማ። እዚ እናዀነ ግን እታ ከተማ መዓልቲ ንጥፈታት ኣየቋረጸትን። መዓልታዊ ንግዳዊ ስራሓት ...
ኣብ መንጎ ገፈፍቲ ዓሳ ጎረባብቲ ህዝብታት ኬንያን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጽ፡ ኣስታት 10-ሽሕ ዝበጽሑ ነበርቲ ኣርባዕተ ቀበሌታት ወረዳታት ዳሰንች መንበሪታቶም ገዲፎም ከም ዝሃደሙ ኣማሓዳሪ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results